ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማ | |
---|---|
Position | ሲኒየር ኤለክትሪካል ኦፕሬተር |
Posted Date | ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 |
Closing Date | ቀዳም ነሓሰ 14, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ /ዝተ/ዉ /ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
Desired Skills | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
Experience Requirements | 3ተ ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሞያ ዝሰረሐ ብፍላይ ኣብ ተመሳሳሊ ፕላስቲክ ፋብሪካዝሰረሐ |
How to apply | መመዝገቢ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ክግለፅ ዩ አመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ጣብያ ኢንዱስትሪ መኤንኮ መገንፀሊ ፊት ለፊት 200 ሜትሮ ንዉሽጢ ብምእታዉ ጥቃ የኢትዮዽያ ጥራትና ደረጃ መዳቢዎች ቢሮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ብምቅራብ ንክትምዝገቡ ንተሓሳስብ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344415661 ወይ 0344415664 |