ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
Position | ኪኢላ ስታስቲካዊ ሓበሬታ ፖሊሲ መፅናዕቲ |
Posted Date | ረቡዕ የካቲት 12, 2006 |
Closing Date | ዓርቢ የካቲት 21, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 16-12- |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቓሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
|