ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ጀማሪ አሰልጣኒ |
Posted Date | ረቡዕ ነሓሰ 4, 2008 |
Closing Date | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
location | ዝተፈላለየ ቦታ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ንዝተጣየሻ ሓደሽቲ መሰልጠኒታት ዘምህር አሰልጣኒ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
Educational Requirements | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
Desired Skills | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
Experience Requirements | 0 |
How to apply | ስራሕ ቦታ ሓዉዜን ሰሓርቲ ሳምረ ሰለክለካ ማይፀብሪ እናዳባጉና ሃገረሰላም ወልቃይት ራማ አፅቢ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ቴሞት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራሓ ሓይሊ ሰብ መመዝገቢ ዕለት 10ተ ተከታተልቲ መዓልትታት ኮይኑ ካብ 04- 17 /12 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕልት ብምልክታ ይግለፅ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታን ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒን ምቅራብ የድሊ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 99 05 |