| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| Position | ዕደጋ ሰራሐተኛ |
| Posted Date | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ሓምለ 30, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትምዘገቡ ይዕድም |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ/ዲግሪ |
| Desired Skills |
|
| Experience Requirements | ብተመሳሳሊ ስራሕ ንዲፕለማ 4ተ ዓመት ንዲግሪ 2 ዓመት |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ ዕለት 26/11/2008 ዓም እስካብ 30/11/2008 ዓ/ም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 15 ንምምዝጋብ ትክእሉ ኩሉ ግዜ ካብ ሰዓት 2:00 ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ስራሕ ፈተና ዝዉሃበሉ ግዜ ድሐሪ ምዝገባ ብምልክታ ነፍልጥ ንተወሳኪ ሓበሬታ ቡቑፅሪ ስልኪ 0938883229 ምሕታት ይከኣል |