| ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ | |
|---|---|
| Position | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
| Posted Date | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት ኣካል መቐለ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን ብናይ ደገን ዝዉዉር ቆፃር አወዳዲሩ ብዋምንነት ክቆፅር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም |
| Educational Requirements | ዲፕሎማÂ |
| Desired Skills |
|
| Experience Requirements | 2 ዓመት |
| How to apply | ካብዚ ንላዕሊ ዝተገለፀ መዐዓቀኒ እተማልኡ አመልክቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ኮፒን ካብ ሓምለ 26/11/2008 ዓም ክሳብ ሓምለ 07/12/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 4 ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕሓይሊ ሰብ ክትምዝገቡ ንዕድም መዘካከሪ ናይ ፈተና ዕለት ንቅድሚት ብምልክታን ስልክን ይግልፅ ስልኪ ቁፅሪ 0344408279 /0914493 /0914838493 /0914015905 /0914131004 ምሕታት ይከኣል |