| ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሕጊ አማካሪ ኦፊሰር ደረጃ 2 |
| Posted Date | ሓሙስ ሓምለ 21, 2008 |
| Closing Date | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ 2ይ ዲግሪ 1ይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ 2ይ ዲግሪ 1ይ ዲግሪ |
| Experience Requirements | 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20 /11 /2008 ዓም ክሳብÂ 27/11 /2008 ዓም ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትቀርቡ ናይ ምዝገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 10 |