| Position | ሲነር አካዉንቲንግ |
| Posted Date | ረቡዕ ሓምለ 13, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሓምለ 18, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪÂ |
| Desired Skills | - ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊÂ
- ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ
- ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ስራሕ ዝፈልጥን ዝክእልን
- መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለትዘለዎ/ዋ
- ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ
|
| Experience Requirements | 6ተ ዓመት |
| How to apply | - ዋና Original ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVን
- ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 12/11/2008 ክሳብ 18/11/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሐበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
- ኣድራሻና ኣብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳጋብር ቤቴክርስትያን
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል
|