ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
Position | ላዕለዋይ ከኢላ ፋይናንስ |
Posted Date | ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 |
Closing Date | ሓሙስ ሓምለ 14, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም |
Educational Requirements | ብአካዉንቲንግ ,ማናጅመንትን ,ተዛመድትን ዲግሪን ልዕሊኡን |
Desired Skills | ምስክር ወረቀት ፒችትሪ አካዉንቲንግ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተርን ዘለዎ |
Experience Requirements | ዲግሪ 4 ዓመት ማስተርስ 2 ዓመት ኣካዉንታንት ኮይኑ ዝሰረሐ |
How to apply | ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ ምዝገባ ዕለት 01/ 11/ 2008 ዓም ክሳብ 14/ 11 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን ስቁ 0344 40 99 23 |