ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | መራሒ ቦጥ-ማይ መኪና |
Posted Date | ሶኒ የካቲት 3, 2006 |
Closing Date | ዓርቢ የካቲት 7, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 5-11-149 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ |