| ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ሰሉስ ሰነ 14, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ቦታ ናይ ደገ በዓል ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርተቲ ክትምዝገቡ ንዕድም |
| Educational Requirements | ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት ዲፕሎማ |
| Desired Skills | Peachtree አካዉንቲንግ ዝተመረቀን ኣብ ማሕበራት ዝሰረሐን ይምረፅ |
| Experience Requirements | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | አመልከተቲ አብ ሰራሕ ሰዓት ከካብ 2:00 -6:00 ደሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ናብ ዳዕሮ ዕቀር ልቃሕን ሕብረት ስራሕ መማሕበር እነናቀረበቡ ክምዝገቡ ይክእሉ ምዝገበባ ካብ 13/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 17/ 10/ 2008 ዓም ምዝገባ ቦታ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል ብሎክ ለ ቁፅሪ ገዛ 108 ስቁ 0914404805 |