| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ዉሽጢ ኦዲተር |
| Posted Date | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሰነ 20, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| Desired Skills | ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ ዋ ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነ /ት ኦዲት ሞያ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ /ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ |
| Experience Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል |