| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ማእከላይ ኤክሰፐርት ሕጊ |
| Posted Date | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሰነ 20, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 27 -4- 4 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ ዋ |
| Experience Requirements | 3ተ ዓመት |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል |