እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
---|---|
Position | መክዝን ሰራሕተኛ |
Posted Date | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
Closing Date | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | V |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/ |
Desired Skills | ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/ |
Experience Requirements | 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ን 10ይ ክፍልታት |
How to apply | ዋሕስ ምቅራብ ዝከእል ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |