እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
---|---|
Position | ትመና ዋጋ በጀት ኪኢላ |
Posted Date | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
Closing Date | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | VII |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | ብአካዉንቲንግ ,ብሕብረት ስራሕ, ሒሳብ አተሕዛ, አዲቲንግ, ባንኪንግ ኢንሹራንስ ዲግሪ ዘለዎ |
Desired Skills | ሶፍትዌር ሰርትፍኬት ዘለዎ |
Experience Requirements | 6 ዓመት |
How to apply | ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |