| እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
|---|---|
| Position | ጀነራል አካዉንታት |
| Posted Date | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | VII |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብአካዉንቲንግ ,ብሕብረት ስራሕ, ሒሳብ አተሕዛ, አዲቲንግ, ባንኪንግ ኢንሹራንስ ዲግሪ ዘለዎ |
| Desired Skills | ሶፍትዌር ሰርትፍኬት ዘለዎ |
| Experience Requirements | 6 ዓመት |
| How to apply | ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |