https://milkta.com/en/jobs/display/1196
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
Position መተሓባበሪ ክላስተር ዉዳበ አባላትን ምትእክካብ ሃፍትን
Posted Date ዓርቢ ሰነ 3, 2008
Closing Date ሓሙስ ሰነ 16, 2008
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ስለትደሊ ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

Educational Requirements

1ይ ዲግሪ/ 2ይ ዲግሪ ብማናጅመንት :ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነታት ትምህርቲ

Desired Skills

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

ክእለት መረዳአታ ምእካብን ምትንታንን

Experience Requirements

ን1ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን

ን2ይ ዲግሪ 6 ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ወረዳ /ዞባ ማልት ቦርደ አመራሓ ኮይኑ ዝሰረሐ እንተኮይኑ ይምረፅ

ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይÂ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጂናልን ዘየመለሰ ፎቶኮፒን ምስ CV ብምትሕሓዝ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ንፅዉዕ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 03 /10/ 2008 ዓም ክሳብ 16/ 10 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle