| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ላይብረሪያን |
| Posted Date | ሶኒ የካቲት 3, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ የካቲት 6, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ
ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ
ብስኬል መሰረት 01
ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ
ላብ ኣቴንዳንት
ደረጃ ትምህርቲ ብኣ.ይ.ቲ 10+2 ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply |
ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኹምንስራሕ ልምድኹምነ ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብመሓዝ ኣብ መቐለ ዋና ካምፓስ ኒውሚልኒየም ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ፐርሶኔል ግልጋሎት ካብ 29/05/2006 ዓ/ም ክሳብ 05/06/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ከትመዝገቡ ትኸሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ።
|