| ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ስቶር ኮንትሮል |
| Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 |
| Closing Date | ረቡዕ ሰነ 1, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
| Educational Requirements | ኮሌጅ ዲፐሎማ ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ |
| Desired Skills | ኮሌጅ ዲፐሎማ ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ |
| Experience Requirements | ኮሌጅ ዲፐሎማ 0 ዓመት ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 2 ዓመት 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ 6 ዓመት Â |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ Â መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ |