ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ሒሳብ በጀትን ሰራሕተኛ |
Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 |
Closing Date | ሶኒ ጉንበት 29, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
Educational Requirements | ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ ኣካዉንቲንግ |
Desired Skills | ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ ኣካዉንቲንግ |
Experience Requirements | 4 ዓመት |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ Â መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ |