ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
---|---|
Position | ጀነሬተር (ፓወርማን) |
Posted Date | ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 |
Closing Date | ሰንበት ጉንበት 28, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ድምፂ ወያነ ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዝወፀ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ Â Â Â |
Educational Requirements | ብሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ 10 ብናይ ቀደም ስርዓተ ትምህርቲ 12Â Â |
Desired Skills | ስልጠና ሰርተፊኬት ዘለዎÂ |
Experience Requirements | 0 ዓመት |
How to apply | ነዚ ዘመላእኹም አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ (ሓሙሽተ) ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኹሉ ሸዓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብB ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኹም ንገልፅÂ |