| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| Position | አሃዳዊ መምህር |
| Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጉንበት 22, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | መርሲፊል ፓራዲዝ አካዳሚ ሙለእ 1ይ ን 2ይ ደረጃን መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ከብዘ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቆሚነት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማÂ |
| Desired Skills | መምህርÂ |
| Experience Requirements | 1 ዓመትን ልዕሊኡንÂ |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቋሒታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረደእታ ትምህርቲኹም: CV:መረዳእታ ልመዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምድሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ቤት ትምህርትና እናቐረብኩም ንከተመልክቱ ነተሓሳስብ አድራሻ : ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 0344 411301 / 0344 418565 / 0344 419818 |