ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ጀማሪ ስፔሻሊስት ሙዜም ሳይንስ ቴክኖሎጂን |
Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 |
Closing Date | ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 24-3-17 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
Educational Requirements | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ: ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ: ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ |
Desired Skills | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ: ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ: ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ |
Experience Requirements | 0 ዓመት |
How to apply | ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127 |