https://milkta.com/en/jobs/display/1160
ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ
Position ጀማሪ ስፔሻሊስት ሰርኩሌሽን ላይብረሪያን
Posted Date ዓርቢ ጉንበት 19, 2008
Closing Date ሰሉስ ጉንበት 23, 2008
location መቐለ
Jobs Identification Number 24-3-18
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

Educational Requirements

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ :ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ :ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ :ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም ዝተመረቀ/ ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

Desired Skills

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ :ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ :ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ :ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም ዝተመረቀ/ ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

Experience Requirements

0 ዓመት

How to apply

ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን

ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle