| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ምትእክኻብ መፃሕፍትን መዛግብት/መተሐባበሪ |
| Posted Date | ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጉንበት 8, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ንቐወምቲ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ተወዳደረቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | MA/BA |
| Desired Skills | ብሞያ ላይብረሪ Â ሳይንስ/ Â ብኢንፎርመሽን ሳይንስ/ ብኢንፎርመሽን ማናጅመንት ሲሰተም ንኩሎም መትከላት ስነ ምግባር ተገዛኢ ዝኾነ/ት ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን ናይ መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰረሕ/ት |
| Experience Requirements | ካልኣይ ዲግሪ 2 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ንቐዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ቀጥት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| How to apply |
|