ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ | |
---|---|
Position | Technical assistant2 |
Posted Date | ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 |
Closing Date | ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 |
location | ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 2 |
Description | ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
Educational Requirements | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
Desired Skills | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
Experience Requirements | 2ተ ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ንናይ ተመራመርቲ ክፍቲ ስራሕ መደብ MSC/2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ እንተተረኪቡ ብደረጃ ስኬል 2ይ ዲግሪ መሰረት ብቀዳምነት ይምረፅ ኮይ ግና ናይ MSCን BSCን ዓይነት ትምህርቲ ተመሳሳሊ ኮይኑ ናይ MSCን BSCን GPA ንደቂ ተባዕትዮ 3.00 ንደቂ ተነስትዮ 2.75 ልዕሊኡን መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ አግባብ ዘለዎ መረዳእት ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ነተሓሳስብ ምዝገባ ቦታ ኢንስትትዮት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁ 16 ዒላላ ምዝገባ ዕለት ካብ 24 /08/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 08 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክት ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል |