Position | ከኢላ መረዳእታ ሓ/ሳብን ምዕቃብን ማህደርን |
Posted Date | ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 |
Closing Date | ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድም |
Educational Requirements | - ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+2 ሰርተፊኬት ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት ወይ ብቴክኒክን ሙያን ዲፕሎማ ዝተመረቀ
- ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ III ዘተመረቐ ወይ ካብ ከሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
- ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ IV ዝተመረቀ ወይ ካብ ከሌጅ ብለዕለዋይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
- ባችለር /1ይ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ
- ማስተርስ/ 2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ
|
Desired Skills | ብስታስቲክስ , ኢኮኖሚክስ , ማናጅመንት ,ኮምቲዩተር ሳይንስ MISን ፍሉይ ናይ ኮምፒተር ሰርተፊኬት ዘለዎ/ዋ ብተግባር ዳታ ቤዝ ማኔጅመንት ምግባር ክእለት ዘለዎ/ዋ ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ/ዋ |
Experience Requirements | 10 ዓመት 8Â ዓመት 6 ዓመት 4 ዓመት 2 ዓመት |
How to apply | - ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
- ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
- ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
- COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ
|