| ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ | |
|---|---|
| Position | ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓለፊ |
| Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ ዝስዕብ ረቑሒ እተማልኡ ኣመለከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 10+3 ደፕሎማ ወይድማÂ ብቴክኒክን ሙያ 10+2 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት |
| Desired Skills | ብማናጅመንት : ብኣከዉንቲንግ : ብማርኬቲንግ |
| Experience Requirements | 2/4 ዓመት |
| How to apply | ስለዚ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ረቖሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብ 11/08/2008 ዓም እስካብ 15/08/2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ንተካታተለቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም አብ ሰላም ባስ ጨ/መቐለ ኣጅፕ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብኣካል እንዳመፃእኩም ትምዘገቡ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር |