| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ሰራሕትኛ ሪከርድን ማህድርን |
| Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊÂ Â |
| Educational Requirements |
|
| Desired Skills | ዲፕሎማ ብፅሕፈት ስራሕን ቢሮ ምምሕዳርን |
| Experience Requirements | ብሙያን ቴክኒክን ማእከላይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ድማ ደረጃ II --------- Â 2 ዓመት ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ---------- Â 0 ዓመት |
| How to apply | ነዚ ዘማለእ አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መያን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 106 ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ማኻንኩም |