| ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ | |
|---|---|
| Position | ፀሓፊት |
| Posted Date | ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣክሱም አካዳሚ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ሰለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ክትወዳደሩ ንዕድም |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ |
| Desired Skills | ኣብ ትምህርቲ ልዑል አፍልጦን ግንዛበን ዘለዎ/ ዋ |
| Experience Requirements | 1 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | መመልከቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ዋንኡ CVን ናይ ምዝገባ እዋን 29 /07 /2008 ዓም 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30- 10:00 እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04 /08 /2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ኣብ ቤት ትም/ቲ ኣክሱም አካዳሚ ይከዉን ኣድራሻ ዓዲ ሽምድሑን ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ |