| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| Position | ላዕለዋይ ኪኢላ ምዉዳድ |
| Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 16- 8 -26 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደ ከ/ስ/ ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ምዉዳድ ንብረት ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ ሳፕላይስ ማናጅመንት Â ማናጅመንት ፐርቼዝንግ ሳፕላይ ማናጅመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ |
| Desired Skills | መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለትን ፍልጠትን ዘለዎ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
| Experience Requirements | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ BA 7 ዓመት MA 5 ዓመት ንማስተርስ 4 |
| How to apply | ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12 |