ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
Position | ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር |
Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
Closing Date | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 16- 2 -21 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ ከስ ምምር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
Desired Skills | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
Experience Requirements | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ Â 6 ንማስተርስ 4 |
How to apply | ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12 |