| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ማንጅመንት መምህር |
| Posted Date | ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | BA ዲግሪ ዘለዎ/ዋ COC ዝሐለፈ |
| Desired Skills | ማናጅመንት |
| Experience Requirements | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ Â |
| How to apply | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ንዝበለፀ ሓበሬታ0344 4104 65 |