| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ልቃሕን ዕቋርን |
| Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ መጋቢት 26, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣደዳይÂ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም |
| Educational Requirements | ዲግሪን ልዕሊኡን አትሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት |
| Desired Skills | ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቀርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ /ት ኣብ ትካላት ማክሮ ፋይናንስ ዝሰረሐ /ት ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዝሰረሐ |
| Experience Requirements | 5 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 19/07 /2008 ዓም 26 /07 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ መቐለ |