| ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ማሕበራዊ ልምዓት ስርዓተ ፆታን ኤች ኣይቪ ኤድስን ኦፊሰር woreda social development ,order and HIV Aids officer |
| Posted Date | ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 |
| location | ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም |
| Educational Requirements | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| Desired Skills | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| Experience Requirements | MAÂ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ስራሕ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ ምዝገባ ዝካየደለሉ ዕለት ካብ ዕለት 14/ 07 /2008 ክሳብ 20 /07 /2008 ዓምኣብ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ን ገፀርን ደ /ከ/ ስ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን ንቅድሚት ብካልእ ምልክታ ይግለፅ ዓይነት ፈተና ንፁሑፍ 100 ተወዳደርቲ ተማእእዎ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን Â ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ |