| ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
| Posted Date | ቀዳም ሕዳር 27, 2012 |
| Closing Date | ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 |
| location | |
| Jobs Identification Number | 00 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም |
| Educational Requirements | Ssom it information technpolog: ita : computer science : mis : aost: techonology suon asmts |
| Desired Skills | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
| Experience Requirements | 0 ዓመት |
| How to apply | 1 ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ 2 ዉፅኢት ተኮር ናይ ቀረባ ናይ ክልተ ጊዜ 3 ካብ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ብቅዓት መረጋገፂ ወይ COC ወሲዱ ዝሓፈሉ መረዳእታ ከቅርብ 4 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት 26/03/2012-03/04/2012ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ዳ/ዳ/ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣብ ስራሕ ሰዓት 5 ምዝገባ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ |