| ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሒሳብን በጀትን ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| ስራ ልምድ | ቢኤ 6 ዓመት ኤምኤ 4 ዓመት |
| How to apply | ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሴኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ (ሲኦሲ) መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምርሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ ብተወሳኪ እቲ ዝወፀ ምልክታ በቲ ሞያ መሰረት ዝሰረሐ ክከዉን አለዎ |