| ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሲቪል መሃንዲስ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰንበት መጋቢት 4, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ክምልምል ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን |
| ተፈላጊ ችሎታ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን |
| ስራ ልምድ | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዓይነት ሞያ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም 1 ኮፒ ዘይምለስ ኦርጅናል መረዳእታኩም ብምሓዝ ኣብ ከተማ መቀለ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 50 ካብ ዕለት 02 /07 /2008 ክሳብ ዕለት 07 /07 /2008 ዓም ክትምዝጉ ነተሓሳስብ |