| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | በዓል ሙያ ካሜራ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | መ.መ.ቁ 28-7-7 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 12 ክፍሊ ዝወደኣ/ት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ይምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ/ት ኮይኑ/ና ብቪድዮ ግራፊ ካሜራ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 10+1 ካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት በቲ ሙያ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+2 ብሰርቲፊኬት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 4 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 2 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply |