https://milkta.com/am/jobs/display/946
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
የስራ ሃላፊንት ኪኢላ ፍሉይ ኦዲት
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ የካቲት 16, 2008
መዝግያ ቀን ሶኒ የካቲት 21, 2008
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 16- 12 -10
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎÂ ክፍቲÂ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊÂ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት

ስራ ልምድ

7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ

5Â ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ

How to apply

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ

ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ

ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle