ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ንኡስ ጨንፈር ልቃሕ ኪኢላ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ የካቲት 14, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
ቦታ | ትካል ኣብ ዝመደቦ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 200 |
መግለጫ | ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ዝስዕብ ረቀሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
ተፈላጊ ችሎታ | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
How to apply | መመዝገቢ ካብ ዕለት 14 /06 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 18 /06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤት ፅሕፈተ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 373 /ጨንፈር ኩሓ/ ተመዝገብቲ ኦርጅናል ዶክሜንት ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ሒዝኩም እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንሕብር |