| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኦፊሰር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | መ.መ.ቁ 28-6-4 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply |