https://milkta.com/am/jobs/display/93
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ናይ ማዓድን ክትትልን ድጋፍን ጂኦሎጂስት
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ጥሪ 19, 2006
መዝግያ ቀን ሓሙስ የካቲት 27, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር መ.መ.ቁ 28-2-16
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።

 

ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም

ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
  • ምዝገባ ዕለት ጠካብ ዕለት 19/06/2006 ክሳብ 23/05/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  • መመዝገቢ ቦታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህነፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ምምሕዳር ሓይሊሰብ

  • ፈተና ዝወሃበዑ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ስራሕ ልምድኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ክተቅርቡ ኣለኩም/ክን

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle