| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጨንፈር መካየዲ ስራሕ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ የካቲት 2, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ የካቲት 10, 2008 |
| ቦታ | አክሱም |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሓዛ ሒሳብን፣ ባንክን ፋይናንስን ፣ማናጅመንት ፣ኤኮኖሚክስ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቃርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ ኣብ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ብንኡስ ጨንፈር መካየዲ ስራሕ፣ ብጨንፈር መካየዲ ስራሕ ፣ ብጨንፈር አካዉንታንት 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐ |
| ስራ ልምድ | 5 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ምዝገባ: ካብ 01/ 06 /2008 ዓም ክሳብ 10/ 06 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ : አብ ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር አክሱም ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ |