| ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ መተሓባበሪ |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ የካቲት 1, 2008 |
| ቦታ | ኣዲስ ኣበባ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደረሽን ሓላ /ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን |
| ተፈላጊ ችሎታ | ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን |
| ስራ ልምድ | 6 ዓመት ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ደምወዝ: 6930 ተወሳኪ ናይ ትራንስፖርት 300 ብር አመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርትን ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብመቅራብ ካብ ዕለት 26 /05/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 01 /06/ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገበቡ መመዝገቢ ቦታ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊንክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410830 ወይ 034441089 |