ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ደ/ ከ /ዕ/ ፍ /ን/ ምም/ ርን መተሓባበሪ |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ ጥሪ 30, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | ፕሳ- 7 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ ብቀዋሚ አወዳዲሩ ናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ብኣካዉንቲንግ, ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ, ፐርቼዚንግ ,ሳፕላይስ ማናጅመንት ,ፕሮኩሩመንት ሳፕላይስ ማናጅመንት, ሳፕላይስ ማናጅመንት, ቢዝነዝ ኢድኬሽን , ኮኦፕሬቲቬ ወይ ተመሳሳሊ |
ተፈላጊ ችሎታ | ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አፍልጦ ዘለዎ /ዋ ብቁዕ ናይ ኮሚንኬሽን ክእለት ዘለዎ ብሞያ ምምራሕ ብቅዓት ዘለዎ/ ዋ ከተሓባብር ዝክእል ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነን ብመገልገላይነት ዝእመን |
ስራ ልምድ | 1ይ ዲግሪ 7ተዓመት ስራሕ ልመዲ 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
How to apply | መተሓሳሰቢ ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለሰ ኮፒን CVን ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 24 /05/ 2008 ክሳብ 30/ 05/ 2008 ዓም ንተከታተልቲ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምእትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 8783 |