ዩንቨርስቲ መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ናይ ትእዛዝ ትኬት ተቆፃፃሪ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 2 |
መግለጫ | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር |
የትምህርት ደረጃ | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
ተፈላጊ ችሎታ | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
ስራ ልምድ | 1ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ዋ |
How to apply | ጥቅማጥቅሚ ምግቢ ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ንተወሳኪ ሓበሬታ 251948469074 |