| ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዞባ ፋይናንስ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም |
| የትምህርት ደረጃ |
|
| ተፈላጊ ችሎታ | ሒሳብ |
| ስራ ልምድ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር ዲግሪ ዘለዎ/ ዋ 4 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደ /አት 12 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት |
| How to apply | ናይ ትራንስፖርት አበል 210 ብር ኣባል ህወሓት ዝኮነ ስነምግባር ሕሉዉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ዋ ተኮይኑ ይምረፅ መመዘኒ ነጥቢ እተማልኡ ክትወዳደሩ እትደልዩ አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ካብ ዕለት 17/ 05 /2008 ዓም ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ምቅራብ ዝከኣል ኮይኑ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣልማዝ ካፌ ቢሮ ቁፅሪ 07 ይከዉን ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914788209 / 0914042019 መብርሂ: ኣብ ሕወሓት ቤት ፅሕፈት ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ነይሮም ዝዉዉር ንዘመልክቱ ተወዳደርቲ ቅድሚያ ንቅበል |