| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | Finance Management |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጥሪ 9, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ጥሪ 14, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | BA |
| ተፈላጊ ችሎታ | Peachtree Accounting ክእለት ዘለዎ |
| ስራ ልምድ | 8 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰረሐ ት |
| How to apply | እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07 / 05 /2008 ዓም ክሳብ 14/ 05 /2008 ኣብ ዘሎ ግዘ ክትምዝገቡ ንዕድም አድራሻና ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ 09141306 90 |