| ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጥሪ 22, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት
ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መመዝቢ ዕለት ካበ 16/05/2006 ክሳብ 21/05/2006 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ሓሙስ ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ሰዓት ኣድራሻና ሓወልቲ ኣብ ዝወስድ ድልድይ ናይ ቀደም እግሪ ምትካል ዝነበረ ህንፃ ዘሎ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 202መደብ |