| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዝርርብ ኢንግሊዘኛ መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | መርሲፋል ፓራዳይዝ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲፕሎማ |
| ስራ ልምድ | 1 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲኦሲ መረዳእታ ልምዲ ስርሕኩምን መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) |